Logo

ሓደሽቲ ኣገልግሎትን ሓደሽቲ ዋጋታትን ኣብ በሪ ኣገልግሎት

ኣሃዛዊ/ዲጊታልዊ ቅርበት ናይ ልብና ሕቶ እዩ። ምእንቲ ናብ መስመር ብዝቐረበ ንኽትመጽእ ልዑል ቅልጣፈን ርጉኣት ምትእስሳራትን የድልይ። በዚ ምኽንያት እዚ ነቶም ናይ በሪ ኣገልግሎት ዓማዊል ንኣገልግልሎታትና ኣዳሊና ዋጋታትና ቐይርናዮ ኣለና። ነቶም ዝምልከቶም ዓማዊል ዕለት 1 ሚያዝያ 2021 ሓበሬታ ብኤለትሮኒካዊ-ጵስጣ ኣማራጺ ብደብዳቤ ክለኣኽ እዩ።

ሓደሽቲ ዋጋታት

ነቲ ናይ መዓልታዊ ናይ መስመር ምትእትታውካ ኢና ነቃልለካ። ናይ መስመር ቪደዮን ዝርርብን ጸወታን ምስ ቀሪባንካን ፈተውትኻን፡ ዕዮ ገዛን ኩሉ ኣኼባታትን ብመስመር፡ ከምኡ’ውን ናይ ፊልምን ሙዚቃን ዋሕዚ - ለይትን ቀትርን። ከም ናይ ከባቢኻ ናይ ዋይፋይ ኣስናቒ ኣብ ናይ ሳንድቪከን ኮሙን ብሓደ ጽቡቕ ዋጋ ልዑል ቅልጣፈን ርጉኣት ምትእስሳራትን ክንህበካ ኢና ነተኩር። ምስ ሓድሽ ኣገልግሎት መርሓባ ብምባል ከምኡ’ውን ኣገልግሎታትና ናብ ልዑል ቅልጣፈ ቀይርና ስለዘዳለና ነቲ ናይ ዋጋ ምውሳና እውን ዳግማይ ንርእዮ ኣለና።

እዞም ኣብ ታሕቲ ዝስዕቡ ቅልጣፌታት መጋ ባይት ኣብ ክልኢት/ምውራድ/ምድያብ።

ሓደሽት ዋጋታት ካብ ዕለት 1 ግንቦት 2021

10/10፡ 250 ኮሮና/ወርሒ (ቀደም 245 ኮሮና/ወርሒ)

100/10፡ 330 ኮሮና/ወርሒ (ቀደም 295 ክሮና/ወርሒ)

100/100፡ 400 ኮሮና/ወርሒ (ቀደም 345 ክሮና//ወርሒ)

ሓደሽት ዋጋታት ካብ ዕለት 1 ሓምለ 2021

250/250፡ 450 ኮሮና/ወርሒ (ቀደም 395 ኮሮና/ወርሒ)

1000/1000፡ 650 ኮሮና/ወርሒ (ቀደም 595 ኮሮና/ወርሒ)

ከም ልሙድ ፋክቱራ ድሒርና ስለንሰድድ፣ እዚ እቲ ሓድሽ ዋጋ ኣብ’ቲ ዳሕረዋይ ናይ ዋጋ ምቕያር ወርሒ ፋክቱር እዩ ዝረአ።

ሓድሽ ኣገልግሎት 500/500!

ቀልጢፍካን ብዘይ ዕንቅፋትን ምንሰርፋፍን ምኽኣል ናይ ግድን እዩ በሃልቲ ኢና! እቲ ናይ መጨረሽታ ኣበርክቶና 500/500 እዩ፣ ንዓኻ ኣብ ሓደ ግዜ ኣብ መስመር ዝተፈላለየ ነገር እትገብር ንኣብነት ኣብ ገዛ ኾይንካ ትሰርሕ፡ ናይ ፊልም ኣገልግሎታት ተዘውትርን ኣብ መስመር እትጻወትን። 500 መጋባይት ኣብ ካልኢት ምውራድን ምድያብን ብ500 ኮሮና/ወርሒ - ቀሊልን ቅልጡፍን!

ናይ ዘመተ ዋጋ! ኣብ እዋን ዕለት 1 ሚያዝያ - ክሳብ ዕለት 30 ሰነ 445 ኮሮና/ወርሒ ጥራይ ትኸፍል (ብድሕሪኡ 500 ኮሮና/ወርሒ)

500/500 ኣዝዝ Länk till annan webbplats.

ልዑል ምድላው ዝተገብረሎም ኣገልግሎታት 250/250ን 1000/1000

ኢንተርነት ብኸመይ ከምእንጥቀም ኣብ’ቶም ናይ መጨረሽታ ዓመትያት ጥራይ ብዙሕ ተቐይሩ እዩ። ኣብ ገዛ ኾይንካ ክትሰርሕ ከለኻ ወይ ኣብ መስመር ክትጻወት ከለኻ ብዙሕ ሓበሬታ እዩ ዝድይብ። ንዓማዊልና ምእንቲ ንሓደ ዘየቋርጽ ኣገልግሎትን ተመክሮን ዝበለጸ ኣኽእሎታት ንኽንህቦም ነቶም ናይ መደይቦ ቅልጣፌታትና ናብ ዝለዓለ ናይ ቅልጣፌ ኣገልጎታትና ኣቐልጢፍናዮ ኣለና። 250/100 ከምኡ’ውን 1000/100 ሕጂ 250/250 ከምኡ’ውን 1000/1000 ይኸውን። እንድሕር 250/100 ወይ 1000/100 ኮይኑ ዘለካ እቲ ቅልጣፌኻ ኣብ ዕለት 1 ሚያዝያ ብቕጽበት ክልዕል እዩ።

ናይ’ዞም ኣገልግሎት እዚኣቶም ምቕያር ዋጋ ድሕሪ3 ወርሒ እዩ ዝጅምር፡ እቲ ኣገልግሎት ካብ ዕለት 1 ሓምለ 2021 ስለዝቕየር።

ኣዝዝ/ኣገልግሎትካ ቀይር Länk till annan webbplats.

ምኣዛዛትን ሕቶታትን

ነዚ ዕድል ተጠቒምካ ነቲ ፍጥነትካ ንኽትቅይር ኣብ በርቲ ኣገልግሎት ብታሕቲ ዘሎ መላግቦ ኣብ ትሕቲ ኩንትራትካ ብቐጥታ ክትእዝዞ ትኻል ኢኻ። ብዛዕባ ናይ ምቕያር ናይ ዋጋ ሕቶታት ምስዝህልወካ ወይ ሓገዝ ምስዘድልየካ ነቶም ክህልዉ ንዝኽእሉ ሕቶታት ኣብ መርበብ ሓበሬታና ኣኪብናዮም ዘለና መልስታት፣ ከይተሰከፍካ እቶ። ናይ ግድን እዩ እቲ ናይ ዓማዊል ኣገልግሎትና እውን ብመንገዲ ኤለትሮንካዊ ደብዳቤ ወይ በዚ ዝስዕብ ቁጽሪ ስልኪ 026-24 16 00 እውን ኣሎ።

ምስ ሕውነታዊ ሰላምታ

Sandnet/ሳንድነት

FAQ (på svenska)

Senast uppdaterat